Mestyat Betna | ጀነቫ ሕጂ'ውን ትደሃየና'ላ!

  • 6 years ago
The real mirror of Eritrea!
ነጸብራቕ ሓቀኛ ምስሊ ኤርትራ!

መስትያት ቤትና ንሓቀኛ ምስሊ ኤርትራ እተንጸባርቕ ናይ ፍትሒ መለኸት ኮይና እተገልግል ህዝባዊት ማዕከን ዜና እያ። ኣብ መስትያት ቤትና መብዛሕትኦም ኣብ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራውን ስነጥበባውን ዝጸቐጡ ዛዕባታት ይድህሰሱ። መስትያት ቤትና ኣብ ከተማ ኑርንበርግ ጀርመን እትርከብ ናይ ኤርትራውያን ናይ ሓበሬታ ማእከል ኮይና ኣብ ዓመተ 2014 ብዘካርያስ ክብርኣብ ዝተመስረተት ማዕከን ዜና እያ።