ምጉዕባዕ ኣባ ልቃስ ንተቀማጦ ኣሽዶድ እስራኤል፡

  • 8 years ago
ስምዑዎም ኣብ ኤርትራ እንተ ትከውን ከምዚ እልካ ኣይምሓተትካን ይብሉና ኣለው፡ህዝቢ ተጸቂጡ ከም ዘሎ ይምስክሩ። ልክዕ ከምቶም ካድራት ህግደፍ የፈራርሑ ይፍክሩ.. ጳጳስ ደኣ ጀነራል ፊሊፖስ እንዲዮም ተቀይሮም። ኣጆኻ ህዝበይ ኣንቱም ፍትሒ ትሓቱ ካብ ሰብ ትሃርሙ ግዳ ነዞም ሰብኣይ ኣበይ ኣለዉ እቶም ዝባረኹኹም ፡ ብስም ስላሴ ተወጊዝኩም ከለኹም ከ ስለምንታይ ትቅድሱን ትባርኹን ኢልኩም ዘይትሓቲዎም።

Recommended